SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 2ይ ክፋል፡ ዕለታዊ ነዘውትሮም ንጥፈታት | English on Repeat (Easy)

EOR_02_daily_1800x1012_pink.jpg

ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat,' ስምዕዎ። ንግሆ ዲኹም ትትስኡ፧ | ሰዓት 6 እየ ዝትስእ።| ስራሕ ሰዓት 7.30 እጅምር። |ቁርሲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ይበልዕ።| ንስኹም ከ፧


እዚ ትምህርቲ ንቀሊል ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።

ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡
  • Do you get up early? ( ንግሆ ዲኹም ትትስኡ፧)
  • Yes, I catch a bus at 6. (አወ፡ ሰዓት 6 ኣውቶቡስ ይወስድ።)
  • I start work at 7.30. (ስራሕ ሰዓት 7.30 እጅምር።)
  • I always eat breakfast at work. ( ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ይበልዕ።)
  • What about you? (ንስኹም ከ፧)

Credits:
Host: Steven Ellis
Educational Consultant: Ai-lin Bhugun
Written and produced by Josipa Kosanovic
Music Composition: Adam Hulbert
Program Manager: Janine Googan
Head of Planning and Development: Pamela Cook

Share