ንዝረኸብናዮ ኣገልግሎት ሞቕሽሽ ወይ ቲፕ ንህብዶ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

 tip in Australia

Source: Getty Images

ሞቕሽሽ ንሰራሕተኛታት ከም ዓስቢ ጽቡቕ ኣገልግሎት ገንዘብ ምሃብ እዩ ። ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኻልእ መገዲ ክፍሊት ክኽፈል ይኽእል ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ዘይንጹር ነገር ኣሎ ፤ ሞቕሽሽ ምሃብ ከምዘይግባእ ሓደሓደ ግዜ ይቑጸር እዩ ።



Share