"ምትህልላኽ እንተመጺኡ ትግራይ ክትብተን እያ።" ተጋ/ ሃይለ፡ "ሓይልታት ጸጥታ ንፖለቲካ ትግራይ ከይቋጻጸርዎ ስግኣት ኣለኒ።" ጋ/ሰናይ

Haile Tegadalay and Senay Ghebremedhn

Credit: Supplied

ኣብ ትግራይ ኣብ መንጎ መራሕቲ ፖለቲካ ተፈጢሩ ብዘሎ ናይ መሪሕነት ቅልውላው ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሻቕሎት ተሸሚሙ ይርከብ። እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፍሕፍሕ መበገሲኡን ኣብ ትግራይን ከባቢኡን ክፈጥሮ ብዛዕባ ዝኽእል ጸገማትን መጻኢ ኣንፈቱን ዝምልከት ምስ ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህንን ተጋዳላይ ሃይለ እንግዳን ዝተገብረ ዝርርብ። (ቀዳማይ ክፋል)



Share