ጸገም ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ካበይ ክሳብ ኣበይ?፡ ዘተ SBS ትግርኛ

Source: Abrham Fa
ዝሓለፈ ሰሙን ምስቲ ኣብ ሊብያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ኩነታት ስደተኛታት ኣብ ሕማቕ ከምዘሎ ነቲ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተሎ፡ኣብርሃም ተስፋይ ገሊጹ ኔሩ፡ ሎሚ ድማ ዝያዳ መብርሂን ድሕረባይታ ናይቲ ኩነታትን ኣመት መጻኢኡን ኣብ ዘተ SBS ትግርኛ ቀሪቡ እንሆ። አዳላዊ፡ በየነ ሰመረ፤ ተሳተፍቲ ዘተ፡ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስን ኢብራሂም ዓሊን።
Share