ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሃናጺ ተራ ክትጻወት እምበር እገዳታት ኣይትግበር ትብል ቻይና፣ ፈተነ ዕልዋ ኣብ ሱዳን መን'ዩ ተሓታቲኡ

Source: Getty
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (23/09/2021) * ግዝኣታት ኒውሳውዝ ዌልስን ቪክቶርያን ዝለዓሉ ቁጽርታት መልከፍቲ ኮቪድ-19 ከምዝረኸባ ሓቢረን፡ * ኣውስትራልያን ኣሜሪካን ምስ ፈረንሳ ዘለውን ዝምድና ከዐርያ ይጓየያ፡ ዓባይ ብሪጣንያ ግን ተሪር ኣካይዳ መሪጻ፡ * ቻይና ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተነብረ ሓድሽ ዙርያ እገዳታት ከምዘይትቕበሎ ኣፈኛ ወጻኢ ጉዳያታ ኣፍሊጡ
Share