UNHCR መሰረታውያን ጠለባት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምምላእ ከቢድ ፋይናንሳዊ ጸገም ኣጋጢምዎ

Eritrean refugees

Source: Reuters/Swissinfo

ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (15/06/2020) ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ው. ሕ. ሃ. (UNHCR) ጠለባት'ቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምምላእ ከቢድ ፋይናንሳዊ ጸገም ኣጋጢምዎ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ሙሰ ቢሂ ዓብዲ ዝመርሖ ልኡኽ ናይ ስራሕ ዑደት ንምፍጻም ሰንበት ጂቡቲ ኣትዩ። ሓንቲ ኣብ መልበርን ኣብ ዝተኻየደ ደገፍ ሰልፊ ንምንቅስቓስ ብላክ ላይቭስ ማተር ዝተሳተፈት ካልኣይቲ ሰብ ኣብ ቪክቶርያ ብኮቪድ-19 ካብ ዝተለኽፉ 12 ሓደስቲ ሰባት ኮይና።



Share