ስኽፍታታት ምውሳኽ መልከፍቲ ኮቪድ ኣብ ቅነ በዓላት ልደት

ኣብ ብሪዝቤን ፡ ሰሉስ 5 ሚያዝያ 2022 ፡ ኣብ ራፒድ ኣንቲጂን ተስቲን (RAT) ኣሉታዊ ውጽኢት ከም እተረኽበ የርኢ ። Source: AAP / DARREN ENGLAND/AAPIMAGE
ወቕቲ በዓላት ልደት እናቐረበ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ራብዓይ ማዕበል ኮቪድ-19 ከይለዓል ዘተሓሳስብ ኮይኑ: በዚ ድማ ሰባት ተኣፈፍቲ ናብ ዝዀኑሉ ቦታታት ቅድሚ ምኻዶም ናይ RAT መርመራ ክገብሩ ርእይቶታት ኣሎ ። ገሊኦም ካብ እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ባህልን ቋንቋን ዘለዎም ማሕበረሰብ’ውን ነዚ ንምግባር ይዳለዉ ኣለዉ ።
Share