ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጅምር ንደሓር ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም

Source: Haaretz
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ # ሰለስተ ስባት አብ ግዝአት ቪክቶርያ ብሕማም ኮሮናቫይረስ ድሕሪ ምማቶም ቁጽሪ ዝሞቱ አብ አውስትራልያ ናብ ሓደ ደርዘን ደይቡ። # መንግስቲ ፈረንሳ ንህዝባውያን አገልግሎታትን ሓፋሽ ህዝብን ደገፍ ንምሃብ አንጻር ኮሮናቫይረስ አብ ዝካየድ ቃልሲ ወተሃደራዊ ስጉምቲ/ስርሒት የበግስ አሎ። # ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጅምር ንደሓር ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ስርሖም ከምዝሰኣኑ ተፈሊጡ
Share