ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )

Settlement Guide

Woodwork class Source: Getty Images

ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ ንወለድን ውሉዳትን ዘይተጸበይዎ ውጥረት ከስዕበሎም ይኽእል እዩ ። ስድራ ቤታት ገለ ኣገዳሲ ዝዀኑ ነገራት ብምሕሳብ ፡ ንውሉዶም ይኸውንዩ ዝብልዎ ንዅነታቶም ዝሰማምዖም እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ፡ ሓበሬታ ንምርካብ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይኽእሉዮም።



Share