ኣብዚ ሰሙን ኣብ መልበርን ብዛዕባ ተዳልዩ ዘሎ ካርኒቫልን ሽልማትን ስነጥበብ ኤርትራዊያን፥ መ/ ሻግራይን በክሪ ሑመድን ይገልጹ።

Bekri Humed and Mohamed Shagrai

Credit: Beyene Weldegiorgis

ኣልዋን/ ሕብሪ ዓመታዊ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዘዳልዎ ምሽላም ኤርትራዊያን ስነጥበበኛታት ዕለት 10 ሕዳር ኣብ መልበርን/ ኣውስትራሊያ ንዓበይቲ ስነ ጥበበኛታት ኣፍልጦን ስልማትን ክህብ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና ካብ ኣዳለውቲ እቲ መደብ መሓመድ ሻግራይን በክሪ ሑመድን ብዛዕባ እቲ ተዳልዩ ዘሎ መደብ ገሊጾሙልና ኣለዉ።



Share