ሓልዮት ን ኣለይቲ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ን ኣለይቲ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ብኸመይ ይርከቡ፧

SG Carers Support - Senior woman with caregiver in the garden

Senior woman with caregiver in the garden Credit: FredFroese /Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ትሽዓተ ሰባት እቲ ሓደ ብዕድመ ዝዓበዩ ወይ ምእላይ ንዘድልዮም ንዘመዶም ወይ ንፈታዊኦም ዝኣልዩ ሰባት ወይ ምስ ናይ ጥዕና ጸገም ወይ ስንክልና ንዝነብር ሰብ ይንከባኸቡ ። ይኹን እምበር ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ፡ ብዙሓት ነዚ ስራሕ ዝሰርሑ ሰባት ግና ንርእሶም ብሓልዮት ኣይርእይዋን እዮም ፣ ወይ ከኣ እተፈላለየ ንኸምዚ ዓይነት ስራሕ ብናጻ ዝውሃብ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ኣይፈልጡን እዮም ።



Share