ኣብ ምንባይ ቆልዑ ምስራሕ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Becoming a foster carer in Australia

Source: Getty Images

ቆልዑ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት'ዮም ናብ መናበይቲ ዝውሰዱ። ን ኣብነት ኣብ ስድራ ዝፍጠር ግጭት ወይ'ውን ንንውሕ ዝበለ እዋን ቆልዑ ኣብ ገዛኦም ዓመጽ ምስዝፍጸሞም እዩ። ስድራኦም ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ከዕብይዎም ዘይከኣሉ ቆልዑ ንምእላይ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ነዞም ቆልዑ ንኽኣልዩ ጠለብ ይበዝሕ ኣሎ።



Share