ጣዕሳን ጓህን ከይመጸ ድሕነትካ ሓሉ፡ ባርዕ ኣብ ገዛ ከመይ ትከላኸሎPlay10:51 Credit: SBSSBS TigrinyaView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (14.88MB) ናይ ገዛ ሓዊ ድሕንነት ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ሓደጋ እንተዘይተፈጺሙ ብዙሕ ግዜ እንዛረበሉ ጉዳይ ኣይኮነን ። ንስድራ ቤትካ ካብ ሓደጋ ምእንቲ ኸተምልጦም ፡ ውሑሳት ምዃንን ኣብ ቤትካ ንዚልዓል ሓዊ ንምውጋድ ዘድሊ ጥንቃቐ ምግባርን ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ ።ShareLatest podcast episodesSBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 6ይ ክፋል፡ ኣገልግሎታት ማሕበረሰብን ከባብያዊ ምምሕዳርን | ምጅማር | English on Repeat (Easy)SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 5ይ ክፋል፡ ምምላእ ቅጥዒታት | ምጅማር | | English on Repeat (Easy)SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 4ይ ክፋል፡ ዕላል ብዛዕባ ቪዛታት | ምጅማር | English on Repeat (Easy)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ለካቲት 2025)