ደፋራት፡ ቆራጻትን ተባዓትን ብኣበርክተኦም ጸብለል ዝበሉ ናይ ዓመተ 2022 'ኣውስትራልያውያን ናይ'ዚ ዓመት' ተሰይሞም

Dylan Alcott during his mens quad wheelchair singles semi final match at the Australian Open

ኣውስትራልያዊ ናይ'ዚ ዓመት ተባሂሉ ዝተሰለመ ዲለን ኣልኮት Source: AAP

ኣትሌትን ገባሪ ሰናይን ኣብ ለውጢ ነቶም ስንክልና ዘለዎም ሰባት ዝመርሕ... ወለንተኛ ምሉእ ግዚኣ ነቶም ኣብ ጸገም ዘለዉ ካልኦት ኣብ ምሕጋዝ ዝወፈየቶ ... መንእሰይ ዶክተር ነቶም ግዳም ሓደርነት ዘጋጠሞም ሰባት ኣብ ጎደናታት ዝወሃብ ክንክን ጥዕና ደጊሙ ዝፈጠረ... ጓለንስተይቲ ገጠራዊ ኣውስትራልያ ንጸገም ኣልኮላዊ መስተን ወልፍታቱን ንዘራረበሉ ኣገባብ ኣብ ምቕያር ትርከብ... እዚኦም ናይ ዓመተ 2022 ኣውስትራልያዊ ናይ’ዚ ዓመት እዮም።



Share