ብዛዕባ ኣውስትራሊያዊያን ኣትማንን ሳሬትን፡ እንታይ ትፈልጡ ምስትንከሱ እንታይ ትገብሩ?

endangered, ornamental snake

Credit: CC BY-SA 2.0

ኣብ ኣውስትራልያ ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብሳሬት ምንካስ ዉሑድ ማህሰይቲዩ ዘስዕብ ፣ ሕንዚ ዘለዎም ኣትማን ግን ልሙድ ኣይኰነን ዝብል ኣበሃህላ ኣሎ። እንተዀነ ግን: ገሊኡ ዓይነት መንከስቲ ንህይወት ዘስግእ ክኸውን ከም ዝኽእልን: ብኸመይ ምላሽ ከም እትህብን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ።



Share