ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ንዝጽበዩ፡ እፎይታ ዝህብ ውሳነ

Senator Nick McKim from the Greens (AAP) Source: AAP
ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ንምሓዝ ብመንግስቲ ዝተኣመመ ረቛሒታት ከቢድ ፈተና ቋንቋ እንግሊዝ ኣብ ሰነት ተቐባልነት ሲኢኑ ኣይሓለፈን። እቲ ንቀወምቲ ነበርቲ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ንኽሕዙ ነዊሕ ዓመታት ሰንፈላል ከግብር ዝተኣመመ ሕጊ’ውን ብሰነተራት ዉዱቕ ኮይኑ።
Share