ኣትሌታት ኣሜሪካ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ ምስ ተሳዕረ ስምዒቶም ይገልጹ

Source: LATimes
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/11/2020) ** ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ተሳትፎኦም ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ላ ቩወልታ ኢስጳኛ ዛዚሞም፡ ** ኣብ ኢስታንቡል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካልኣይትን ሳልሰይትን ወጺኤን፡ ** ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ናይ መጻረዪ ግጥማተን ከካይዳ ዘይክእላ ሃገራት ከምዝተሳዕራ ክቑጽር’ዩ ክብል መምርሒ ኣውጺኡ፡ ** ኣብ መላእ ኣሜሪካ ዝርከቡ ብዙሓት ህቡባት ኣትሌታት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ ኣሜሪካ ድሕሪ ምስዓሩ ስምዒቶም ይገልጹ፡
Share