ማሕላ ንመን ቀተለ! ንፈልጥዶ ህዝቢ ዓፋር ከም ዘይምሕሉ ?

Google

Google Source: Google

ብዛዕባ ሕግታት እንዳባ ኣብ ዘልዓልናዮ ኣርእስቲ ምስ ተጋዳላይ ተጋድሎ ሓርነት (ጀብሃ) ነበር ተኽለ ወዲ ሓንታይ ኣብ ነዕልለሉ ዝነበርና ግዜ ብኣጋጣሚ ብዛዕባ ማሕላን ህዝቢ ዓፋርን ሰሚዐዮ ዘይፈልጥ ዛንታ ኣዘንትዩለይ'ሞ ናባኹም እንተበልኩዎ ገለ ክጠቅም ይኽእል'ዩ።



Share