ድሕሪ ቅትለት ጸሊም ኣሜሪካዊ ጂዮርጅ ፍሎይድ ኣብ ኢድ ጸዓዱ ፖሊስ ኣሜሪካ ኣብ ኣሜሪካን ካልእ ክፋል ዓለምን ተሓታትነትን ፍትሕን ዝጽውዑ ሰልፍታት ክካየዱ ቀንዮምን ይካየዱ ኣለውን። ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ’ውን ንኣተሓሕዛ ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ደቀባት ኣውስትራልያ ዝቃወሙ ዓበይቲ ተቓውሞታት ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም’ዮም። ነዚኦም ተኸቲሎም እምበኣር ዓሌታዊ ኣድልዎን ኣንጻሩ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ህዝባዊ ቃልስታትን ንሕና መን ኢና፧ ኣበይ ኣሎና፧ ንዝብሉ ሕቶታት ዝድህስስ ናይ ሓባር ዘተ፡
ተዛተይቲ፡
- በየነ ሰመረ
- ኢብራሂም ዓሊ
- ዶክተር ኣማኑኤል ኤልያስ