ልኡል ፊሊፕ ኣብ መበል 99 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ።

ልኡል ፊሊፕ፡ ሰብኣያ ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ኣብ መበል 99 ዓመት ዕድመኡ ከምዝዓረፈ ፓላስ ባኪንግሃም ብወግዒ ኣፍሊጡ። "ምስ ከቢድ ሓዘን ግርማዊት ንግስቲ ሕልፈት ናይቲ ትፈትዎ ልኡል ፊሊፕ፡ ዱክ ናይ አደንብራ ከምዝዓረፈ ኣፍሊጣ ኣላ።" ክብል እቲ መግለጺ የፍልጥ።


Share
Published 9 April 2021 11:31pm


Share this with family and friends