Explainer

ድምጺ ደቀባት ኣብ ፓርላማ ዝምልከት ሕቶታት ፈሊጥና ኢና ፡ ብዛዕባ ዝግበር ረፈረንደም ቀጻሊ መስርህ እንታይ እዩ ?

ሕጂ ኣውስትራሊያውያን እቲ ዝወሃብ ቃል ን ድምጺ ደቀባት ናብ ፓርላማ ኣብ ረፈረንደም ፈሊጦሞ እዮም ። እቲ ዝቕጽል መስርሕ እንታይ እዩ?

The Voice to Parliament referendum is due to take place this year. What do we know so far? Source: SBS News / Lilian Cao

Credit: Beyene Weldegiorgis

ሕጂ ኣውስትራሊያውያን ነቲ ኣብ ረፈንደም ድምጺ ንደቀባት ናብ ፓርላማ ዝመርጽዎ ቃላት ይፈልጥዎ እዮም ።

ህዝቢ ኣብ ረፈረንደም ዝሳተፍ ዘሎ ድሕሪ ዳርጋ ርብዒ ክፍለዘመን ንፈለማ እዩ ፡ እንተ ተዓዊቱ ድማ ኣውስትራሊያዊያን ካብ 1977 ጀሚሮም ሕገ-መንግስቶም ክቕይሩ ንፈለማ ግዜ ድምጺ ክህቡ እዮም ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ምስ ጕጅለ ረፈረንደም ድምጺ ድሕሪ ምርኻቡ ፡ ነቲ ኣብ መድመጺ ሳናዱቕ ዝቐርብ ሕቶ ኣፍሊጡ እዩ ።

ቅድሚ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ናብ ምድማጽ ቅድሚ ምኻዶም ሕጂ ናይ ጎማ ማኅተም ንኽግበረሉ ናብ ፓርላማ ከይዱ ኣሎ ።


እቲ ድምጺ እንታይ ይመስል?
እቲ ድምጺ ሓደ ኣካል ቆይሙ ነቲ መንግስቲ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ቀዳሞት ኣውስትራሊያዊያን ዝጸልዉ ጉዳያት ምኽሪ ዝህብ እዩ ። ሕግታት ንምልዋጥ ናይ ቬቶ ሓይሊ ኣይምሃለዎን ።

ሚስተር ኣልባነሰ ፡ እቲ ኣካል መንግስቲ ዝኸውን ብኸመይ ከም ዝዓዪ ዝርዝር ሓበሬታ ብኸምዚ ገለጸ ፦

ኣባላት "ተሓታትነት ንምርግጋጽ" ውሱን ግዜ ዝወስድ ዕለታት ክህልዎም እዩ።

ጾታዊ ምዕሩይነት ከምኡ 'ውን ንኣባላት መንእሰያት ዘካተተ ክኸውን እዩ።

ካብ ኩሉ መምሕድዳር ግዝኣታትን ተሪቶርዮታት ንዝመጹ ተወከልቲ ዝሓዘ እዩ ክኸውን።

ኣብ ርሑቕ ከባቢ ንዝነብሩ ተወከልቲ ዘሳትፍ እዩ ።

ኣባላት ብዲሞክራስያዊ መገዲ ዝምረጹ እንተ ኾይኖም ወይ እንተ ተሸይሞም ግን ኣይገለጸን ።
Capture.JPG
Credit: Beyene Weldegiorgis

ዝስዕብ ስጉምቲ እንታይ እዩ?

ኣብ ፓርላማ ድምጺ ፣ ድሕሪኡ ህዝቢ ድምጹ ይህብ ።
ረፈረንደም ንኺካየድ ፡ ሕጋጋት ብፓርላማ ኺመሓላለፍ ኣለዎ ።

እቲ ዘይልሙድ ተግባር ግና ፡ እቲ ሕጊ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ናብ ላዕለዋይ ባይቶን ክሓልፍ ኣየድልዮን እዩ ። ነቲ ብሰልፊ ለበር ዝቘመ ባይቶ ወከልቲ ክልተ ግዜ ከመሓላልፍ ይኽእል እዩ: እዚ ማለት ግን ኵሉ ንኽዕወት ውሕስነት ዝህብ እዩ ።
ብድሕሪ "ዚ ኣውስትራሊያውያን ኣድመጽቲ ነቲ ሚስተር አልባነሰ ዘቕረቦ ሕቶ" እወ "ወይ" ኣይፋል "ድምጺ ክህቡ ይግደዱ ።

እቲ ድምጺ ቅቡል ዝኸውን ፡ መብዛሕትኦም ኣድመጽትን ኣብ መብዛሕትኡ ግዝኣታት ዝርከቡ መብዛሕትኦም ኣድመጽትን ድምጾም ሂቦም ተግባራዊ ክገብርዎ ኣለዎም ።
እዚ ድርኵዂት እዚ እንተ ደኣ ተማሊኡ ፡ እቲ መስርሕ ምስ ማሕበረሰብ ደወባትን እቲ ዝሰፍሐ ህዝቢ"settle the Voice design". ከምዝስዕብ ሚስተር ኣልባነስ ገሊጹ ኣሎ ።
ከምኡ ምስ ኮነ ፡ ከምዝኾነ ካልእ ሕጊ ናብ ባይቶ ከይዱ ፡ ናብ ክትዕን ክለሳን ይግበረሉ ።

መዓስ ኢና ከነድምጽ?

Capture.JPG
Credit: Beyene Weldegiorgis
ድምጺ ክወሃበሉ ዝኽእሉ መዓልታት(ቀይሕ፡ ዘይሕሰብ፣ ጸሊም፡ ናይ ተመሃሮ ዕረፍቲ፡ ቢጫ፡ ባይቶ ዝእከበሉ ሰሙን፡ ቀጠልያ፡ ነጻ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ንእሽቶ መስኮት ።

ሚስተር አልባነሰ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ እቲ ድምጺ ከም ዝወሃብ ብቐጻሊ ቃል ኣትዩ እዩ ።
እቲ ግዜ እቲ ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ እውን እንተ ኰነ ጸቢብ ምዃኑ ገለጸ ፣ ካብ ጥቅምቲ ኽሳእ ታሕሳስ ፡ ህዝቢ ከም ዘድምጽ ድማ ሓቢሩ እዩ ።
ረፈዱም ቀዳም እዩ ዝካየድ ፣ እዚ ማለት ድምጺ ዝወሃበሉ ዕለታት ግን ሒደት እዩ ።




Share
Published 31 May 2023 3:54pm
By Finn McHugh
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS

Share this with family and friends