'ልክዕ ከም ኣሰቃቒ ፊልም': ተጋሩ ኣውስትራሊያዊያን ይዛረቡ።

ፋና፡ ተስፉን ኣመለን ተጋሩ ኢትዮጵያዊያን ኮይኖም እቲ ኣብ ሕዳር 2020 ዝጀመረ ጨካን መጥቃዕቲ ኣብ ዓዶምን ህዝቦምን ከቢድ ጉድኣት ኣውሪዱ ኣሎ። ንሳቶም ከምዝገልጽዎ፡ ኣባላት ስድራ ቤቶምን ብጾቶምን ክንገር ዘይክእል ከቢድ ሰብ ኣዊ ዓመጽ ወሪድዎ። ዓለም ዝወርዶም ዘሎ ግፍዒ ንኽፈልጠሎም ን SBS Dateline ኣካፊሎም ኣለዉ።


Share

Published

Updated

By Emily Jane smith, Gavin Blyth, Jono Delbridge

Share this with family and friends