ጆርጂያ መሎኒ ናይ ፈለማ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ።

ሓዳሽ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ፡ ጂዮርጂያ ሜሎኒ ካቢነ ሚኒስተራታ ኣፍሊጣ እያ ። ነፍሲ ወከፈን ሓሙሽተ ሚኒስተራት ናብ ማሕበርን ፎርዛ ኢታልያ ዝሃበት ኮይና፣ ትሽዓተ ናይ ካቢነ ሚኒስተራት ድማ ንናይ ገዛእ ርእሳ ሰልፊ ሓዚኣ ።

Italian Prime Minister Giorgia Meloni attends the swearing-in ceremony at the Quirinal Palace.

Italian Prime Minister Giorgia Meloni attends the swearing-in ceremony at the Quirinal Palace on 22 October 2022 in Rome, Italy. Source: Getty / Antonio Masiello

ጂዮርጊያ ሜሎኒ ፡ ብቐዳም ምስ ጕጅለ ካቢነ ሚኒስተራ ኰይና ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኮይና ቃል ማሕላ ፈጺማ። ድሕሪ ካልኣይ ዉግእ ዓለም እታ ሃገር ብሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ክትምራሕ ዝገበረ ፍጻመውን ኔሩ።

ንሳ ብፍላይ ኣብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኵነታት እያ ከም መራሒት ጣልያን ኮይና እትኣቱ ዘላ። ኣብ ኢጣልያ ዝነበረ ዕዳ ዘስዓቦ ቝጠባዊ ቅልውላው ፡ እንደገና ናብ ቁጠባዊ ዕንወት እዩ ዝመርሕ እዩ፣ ኣብቲ ናታ ጥሙር ሰልፊ ብሰንኪ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ምክፍፋል ዘሎ ኮይኑ፡ ዋጋታት ነዳዲ ሰማይ ኦኣሪጉ ይርከብ ።

ሚስ ሜሎኒ ኣብ ቅድሚ ፕረዚደንት ሰርጂዮ ማታረላ ፡ ኣብ ሮማ ኣብ ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ኪሪናል ፡ ኣብቲ ሰፈር ጳጳሳትን ነገስታትን ኢጣልያ ዝነበረ ተረኺባ'ያ ቃለ-ማሕላ ፈጺማ ።

እቶም ድሕሪ ፋሽሽታዊ ስርዓት ሰልፊ ኣሕዋት ኢጣልያ ዩሮሰፕቲክን ጸረ-ስደተኛታትን ፡ ኣብቲ ብ25 መስከረም ዝተገብረ ምርጫ ዝተዓወቱ ኮይኑ፡ መንግስቲ ንምምስራት ግን ካብ ደገ ደገፍ የድልዮም ነበረ ።
ሚስ ሜሎኒ ፡ ነቲ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ዝስራዕ ቁጠባ ዩሮዞንን ነቶም ቅድሚ ሕጂ ኣብ መንግስቲ ዘይጸንሑ ኣሕዋት ጥልያንን ታሪኻዊ ኣጋጣሚ እዩ ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 26 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ዝተዓወተ ኮይኑ ፡ ምስ ሸሞንተ ሚእታዊት ድምጺ ፡ ትሽዓተ ሚእታዊትን ዝረኸቡ መሻርኽታ ፎርዛ ኢታልያ ከምኡ 'ውን ንናይ ሕሉፍ የማናይ ሊግ ክወዳደር ከሎ ሰልፋ ዓብሊሉ'ዩ ወጺኡ።
ቅድሚእታ ቀኣመይቲ ሚኒስተር ን ኣኼባ ባይቶ ምምራሕ ምጅማራ፡

ሰንበት ወግዓዊ ምርኽኻብ ስነስርዓት ምስግጋር ስልጣን ካብ ድራጊ ናብ መሎኒ ጽምብል ክግበር እዩ ።

'

Additional reporting: Reuters

Share
Published 23 October 2022 11:47am
Source: AFP


Share this with family and friends