እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: ታምዎርዝ ኣብቲ ናይ NSW ዕጽዋ ኣትያ። ዞባታት ቪክቶሪያ ቀይዲታት ይፋኾስ

እዚ ዝስዕብ ኣብ ኣውስትራሊያ እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ናይ 19 ነሓሰ 2021 እዩ።

Health Workers at a drive-through COVID-19 vaccine hub in Melton, Monday, August 9, 2021. Victoria has entered a seven-day lockdown to contain a growing outbreak of the Delta variant of COVID-19 in the state. (AAP Image/Luis Ascui) NO ARCHIVING

Health Workers at a drive-through COVID-19 vaccine hub in Melton, Monday, August 9, 2021. Source: AAP Image/Luis Ascui

  • ታምዎርዝ ኣብ ዕጽዋ ክኣቱ'ከሎ ፡ ባይሮን በይ ብልዑል ተጠንቀቕ ትጽበ።

  • ኣብ ዞባታት ቪክቶሪያ ዝካየድ ቀይዲታት ካብ ሎሚ ለይቲ ካብ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ይዛዘም።

  • ናይ ኣውስትራሊያ ናይ መጀመርያ ብመኪና እናዘወርካ ዝወሃብ ክታበት ኣብ መልበርን ተኸፊቱ።

  • ግዴታ ናይ ኮድ QR ኣብ ታዝማኒያ ተኣዊጁ።


ኒው ሳውዝ ወልስ
NSW

283 ሓደስቲ ጕዳያትን ሓደ ሞትን ከምዘጋጠመ ተፈሊጡ ። እንተ ወሓደ 64 ሰባት ኣብቲ ማሕበረሰብ ረኽሲ እናሃለዎም ዝጸንሑ እዮም ።

ታምዎርዝ ካብ ኒውካስል ናብቲ ከባቢ ድሕሪ ምኻዱ ኣወንታዊ መልከፍቲ ከምዘጋጠመ ምስ ተፈልጠ ካብ ሰዓት 5: 00 ድ.ቀ ጀሚሩ ንሸውዓተ መዓልታት ዝጸንሕ ምዕጻው ተኣዊጁ።

ፕሪመር ግላዲስ በረጂክሊያን ኣብ ከባቢ ባይሮን ባይ ተወሳኺ ምርመራ ክግበር ተማሕጺና ፡ ኣብዚ ሓደ ሰብኣይ ን ኮቪድ-19 ኣወንታዊ ውጽኢት መርመራ ተረኺቡ ።

ኣብዚ ርኸብ

ቪክቶሪያ
ቪክቶርያ ፡ ኣብቲ ከባቢ እተጠርየ 11 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፣ ኵላቶም ድማ ምስቲ ሕጂ ዘሎ ክላስተር ዝተሓሓዙ እዮም ።

ፕሪሜር ዳንየል ኣንድሪውስ ንዞባዊ ቪክቶርያ ካብ 12: 01-07 ንግሆ ሰሉስ 10 ነሓሰ ዕጽዋ ከም ዘብቅዐ ድሕሪ ምግላጹ ፡ ተቐማጦ መልበርን ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት ኣብ ውሽጢ እቲ ግዝኣት ከይጕዓዙ ኣጠንቂቑ።

ናይ ኣውስትራሊያ ናይ መጀመርያ ብመኪና እናዘወርካ ናይ ክታበት መስርሕ ኣብ መልተን ምዕራብ መልበርን ተኸፊቱ ። ኣብዚ ርኸብ

ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ
  • ኲንስላን ኣርባዕተ ካብ ዉሽጢ ዝተረኽበ መልከፍቲ ተረኺቡ።  
  • ኣብ ካይንስን ያርባን ዘሎ ዕጽዋ ረቡዕ 11 ነሓሰ ሰዓት 4 ድ.ቐ. ክዛዘም እዩ ።
    ኣብ ታዝማኒያ ፡ ኩሎም ናይ ኡበርን ታክሲን ኣገልግሎታት ፡ ዓርቢ 13 ነሓሰ ካብ ሰዓት 6 ድ.ቀ ጀሚሮም ናይ QR ኮድ-ቼክ-ሲስተም ክህልዎም ከድሊ እዩ ።


ውሸባ ፡ መገሻ ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ 'ውን ክፍሊትን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:


ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ   .


ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:


 
 

ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

 
 
 

Share
Published 9 August 2021 4:28pm
By SBS/ALC Content
Source: SBS


Share this with family and friends