- ሓደሽቲ ናይ ክታበት ቅድመ ኵነታት ንገለ ዝተፈልዩ ሰራሕተኛታት ኣብ NSW
- ቪክቶርያ ዕጽዋ ከምዝናዋሕ ኣረጋጊጻ
- ACT 13 ሓደስቲ ብኮቪድ እተለኽፈ ሰባት ተረኺቦም
- ኲንስላንድ ፡ ኣብ ውሸባ ዝጸንሐ ሓደ ናይ ማሕበረሰብ መልከፍቲ መዝጊባ
ኒው ሳውዝ ወልስ
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኒው ሳውዝ ወልስ 1,218 ሓደስቲ ናይ ከባቢ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፡ 887 ካብ ምዕራባውን ደቡባውን ምዕራብ ሲድኒ ዝመጹ እዮም ። ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም: ብድምር ብኮቪድ ዝሞቱ ሰባት 145 በጺሖም ።
ካብ ሰኑይ 6 መስከረም ኣትሒዞም ፡ ኣብ ክኢላታት ሰራሕተኛታት ኣብ ኮይኖም ካብ ከባቢያዊ ምምሕዳሮም ወጺኦም ዝነብሩ ሰራሕተኛታት ብውሕዱ ሓንሳብ ናይ ኮቪድ-19 ክታበት፡ ክኽተቡ ኣለዎም።
ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ቀዳምነት ዝወሃቦም ነቶም ፡ ዕድሚኦም ካብ ከምኡውን
ቪክቶሪያ
ኣብ ቪክቶሪያ፡ ናይ ከባቢ እተራእየ መልከፍቲ ልዕሊ 30 ዝዀኑ ምስቲ ዘሎ ሰንሰለት መልከፍቲ ዘይተሓሓዙ ዝርከብዎም 92 ሓደስቲ ሰባት እተለኽፉ መዝጊባ ኣላ ።
ካብቶም ኣብዚ ግዜ እዚዘለዉ 778 ንጡፋት መልከፍቲ ፡ ዳርጋ 500 ኣብ ሰሜንን ምዕራብን ደቡብን መልበርን ይርከቡ ፡ ፕሪሜር ዳንኤል ኣንድሪውስ ፡ ኣብ 2 መስከረም ዕጽዋ ከብቅዕ ከም ዘይክእል ሓቢሩ ኣሎ ።
ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብዙርያ ኣውስትራሊያ
- ኲንስላንድ ካብ 8 መስከረም ጀሚሩ ኣብ ብሪዝቤን ዝርከብ መዘናግዒ ማእከል ቡንዳል ናይ ሓፋሽ ክታበት ክኽፈት እዩ ።
- ሚኒስተር ጥዕና ግረግ ሃንት
ውሸባ፡ መገሻ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ'ውን ክፍሊታት ሓገዝ ብምኽንያት ለበዳን
ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:
ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ። ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ .
- ዜናን ሓበሬታ ብልዕሊ 60 ቋንቋታት
- ኣብ ግዝ ኣትኩም ብዛዕባ ዘሎ ኣድለይቲ ሓበሬታ : , , , , , , .
- ።
ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:
ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:
ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ: