እዋናዊ ሓበሬታ ኮቪድ-19: NSW ልዑል ቁጽሪ መልከፍቲ ኣመዝጊባ፡ መልበርን ሰዓት እቶ እቶ ኣተኣታትያ ዕጽዋ ተናዊሑ።

እዚ ናይ 16 ነሓሰ እዋናዊ ሓበሬታ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኣውስትራሊያ እዩ።

Bondi Beach in Sydney, Monday, August 16, 2021.

Sydney'de kurallara uymayan yüzlerce kişiye para cezası kesildi. Source: AAP Image/Bianca De Marchi

  •  
  • ሓድሽ ደገፍ ክፍሊት ኣብ NSW
  • መልበርን ዘጋጠማ ዕጽዋ ንኽልተ ሰሙን ተናዊሑ
  • ክፋላት ኖርዝ ተሪቶሪ ኣብ ዕጽዋ
  • ዓሰርተ ትሽዓተ ሓደስቲ መልከፍቲ ኣብ ኤሲኣይቲ ፡ ዜሮ ድማ ኣብ QLD 

ኒው ሳውዝ ወልስ
 478 ሓደሽቲ መልከፍቲን ሸውዓተ ብኮቪድ ዝተታሕዙን ሞይቶም ካብዚኦም እቶም ሓሙሽተ ዘይተኸተቡ ምዃኖም NSW ሓቢሩ ።

ናይ  ናይ $320 ኣብ ክሊ ዕድመ 17ን ልዕሊኡን ንዝኾኑ ምልክታት ኮቪድ-19 ዘለዎምን ኣብቲ መንግስቲ ዘሰክፉ ከባቢታት ዝበሎም ዝነብሩ።

ግዚያዊ ቪዛ ዝሓዙን ካልኦት ናይ ኣታዊ ደገፍ ዘይምልከቶም   ብመገዲ ቀይሕ መስቀል ይረኽቡ።

ተወሳኺ 530,000 ናይ ፋይዘር ዶስ ን  ዝተመደበ ኮይኑ ኣብ 'ዚ ሰሙን' ዚ ፡ ዕድሚኦም ካብ 20 ክሳብ 39 ዝኾኑ ነበርቲ ፡ ክታበት ቅድሚያ ክወሃቦም እዩ ።

ን ክታበት  .

ቪክቶሪያ
ቪክቶርያ 22 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፣ ካብዚኣቶም እቶም ሓሙሽተ ምስቲ ተፈሊጡ ዘሎ ዓንኬል ለበዳ እተተሓሓዘ ኣይኰኑን ። ኣብቲ ማሕበረሰብ ምስመልከፍቶም ዝጸንሑ ሸሞንተ እዮም ።
መልበርን ፡ ክሳብ ሓሙስ 2 መስከረም ኣብ ዕጽዋ ክትጸንሕ እያ ፡ ተወሳኺ ስጒምቲ ፡ ካብ ሰዓት 9 ፡ 00 ድ.ቐ ጀሚሩ ሰዓት እቶ እቶ ተኣታትዩ ኣሎ ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት
ዳርዊንን ዞባ ካትሪንን ፡ ሓደ መልከፍቲ ከምዘሎ ምስ ተፈልጠ ፡ ን72 ሰዓት ኣብ ዕጽዋ ክኣትዉ እዮም ።
ኣብ ACT 19 ሓደሽቲ መልከፍቲ ተመዝጊቡ ንኻልእ ክልተ ሰሙን ምዕጻው ተናዊሑ።
alc covid mental health
Source: ALC

ውሸባ፡ መገሻ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ'ውን ክፍሊታት ሓገዝ ብምኽንያት ለበዳን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:


ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ   .


ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:


 
 

ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

 
 
Image
  • Two new support payments in NSW
  • Melbourne's lockdown extended for two weeks
  • Parts of Northern Territory in lockdown
  • Nineteen new locally acquired cases in ACT, and zero in QLD

New South Wales
NSW has recorded 478 new locally acquired cases and seven COVID-related deaths, out of which five were unvaccinated.

 of $320 is available for workers aged 17 and over who have symptoms of COVID-19 and live in government areas of concern. 

Temporary visa holders and others ineligible for other income support can now access a  through the Red Cross.

An additional 530,000 Pfizer doses will be available for  where residents aged between 20 and 39 will be prioritised for vaccination this week.

Book here your .

Victoria
Victoria has recorded 22 new locally acquired cases, out of which five are not linked to known outbreaks. Eight cases were in the community while infectious.

Lockdown in Melbourne is extended until at least 11.59pm Thursday 2 September with  put in place including a curfew from 9pm tonight. 

Find here the 

Last 24 hours around Australia
  • Greater Darwin and the Katherine region will go into a snap lockdown for 72 hours at midday local time after one local case was detected in the community.
  • The ACT records 19 new locally acquired cases and extends its lockdown for another two weeks. 
alc covid mental health
Source: ALC

Quarantine, travel, testing clinics and pandemic disaster payment
Quarantine and testing requirements are managed and enforced by state and territory governments:

If you want to travel overseas, you may be able to apply online for an exemption.  for more information about the conditions to leave Australia. There are temporary measures for international flights that are regularly reviewed by the government and updated on the  website.




Share
Published 16 August 2021 10:00pm
By SBS/ALC Content
Source: SBS


Share this with family and friends