ሓድሽ ሓበሬታ ኮቪድ-19: NSW ሰራዊት ኣዋፊራ, ኲንስላንድ ቀይዲ ዕጽዋ ኣናዊሓቶ

እዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዕለት 2 ነሓሰ 2021 ኩነታት ኮሮና ቫይረ ሓድሽ ሓበሬታ እዩ።

Australian Defence Force personnel and NSW police are seen being deployed from Fairfield Police Station in Sydney, Monday, August 2, 2021.

Australian Defence Force personnel and NSW police are seen being deployed from Fairfield Police Station in Sydney, Monday, August 2, 2021. Source: AAP Image/Mick Tsikas

  • NSW still has a large number of infectious people in community.
  • Majority of new cases in Queensland are children.
  • Victoria records two new cases.
  • South Australia eases some COVID-19 restrictions.

New South Wales
Nsw ሎሚ 207 ሓደስቲ መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ፡ እዚ ድማ እንተወሓደ 50 ኣብ ዉሽጢ ማሕበረ-ሰብ እቲ መልከፍቲ እናሃለዎም እዮም ጸኒሖም። ሓደ ኣብ ተስዓታት ዕድሚኡ ሓደ ናይ ኣስትራዘነካ ኮቪድ-19 ክታበት እተኸትበ ሰብኣይ ኣብ ሆስፒታል ሊቨርፑል ዓሪፉ።

ክሳብ 300 ንዝኾኑ ናይ ኣውስትራሊያ ምክልኻል ሓይሊታት "ናይ ምግቢ ምዕዳል ኣብ ምቕራብ ፣ ማዕጾ እናዃሕኾሐ ድሕነት ሰባት ምርግጋጽን ኣብ ምምራሕን ናይ ጥርዓን ምርመራ ኣብ ምግባርን" . ንናይ NSW ፖሊስ ይሕግዝ ኣሎ ።

ናይ NSW ፕሪሜር ግላድይ በርጂክሊን ህዝቢ ብቕልጡ ክኽተብ ጸዊዓ. ኣብ ከባቢኹም ንምኽታብ  .

ኲንስላንድ
ኲንስላንድ 13 ሓደስቲ መብዛሕትኦም ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት እተለኽፉ መዝጊባ ኣላ ። ኩሎም መልከፍቲ ምስቲ ዝጸንሐ ክላስተር ዝተኣሳሰሩ ኮይኖም ጠቕላላ ንጡፋት ጉዳያት 31 እዮም ።

ትሬዠረር ካሜሩን ዲክ   እዚ ሓገዝ ብፍላይ ነቶም ነኣሽቱን ማእከሎት ቢዝነሳትን ዝምልከት እዩ።

እዚ ሕጂ ዘሎ ዕጽዋ ክሳብ ሰንበት 8 ነሓሰ ተናዊሑ ኣሎ ፡ ኣብ ብሪዝቤን ፡ ጎልድ ኮስት ፡ ኢፕስዊች ፡ ሎከርዊ ቫሊ ፡ ሎጋን ፡ ሞርቶን በይ ፡ ኖዛ ፡ ሬድላንድ ፡ ሰኒክ ሪም፡ ሶመርሰትን ሱንሻይንን ይርከብ ።

እቶም ነዚ ቫይረስ ተቓሊዖም ዘለዉ ከባቢታት

ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ
  • ቪክቶርያ ፡ ካብ ናይ ውሽጢ ሓድሽ ለበዳን ረኽስን እተተሓሓዘ ናይ ክልተ ሓደስቲ ሰባት መልከፍቲ መዝጊባ ኣላ ።

  • ኣብ ደቡብ ኣውስትራሊያ ናይ ኣስገዳድ ምውዳይ ማስክ ቀጺሉ ኣሎ ፤ ስፖርት ንውድድር ምስ ገለ ቅድመ ኩነታት ምስከም ብዝሒ ተዓዘብቲ ብዝተኣሳሰረ ዳግም ይጅምር ኣሎ።

ውሸባ ፡ መገሻ ፡ መርመራ ክሊኒካት ከምኡ 'ውን ክፍሊትን

ናይ ውሸባን መመርመሪን ብቕዓታት ብናይ መምሕድዳር ግዝኣትን ተሪቶርይ መንግስታት ይመሓደርን ይትግበርን:


ናብ ወፃእ ሃገር ክትጉዓዝ እንተደሊኻ ፤ ካብ መስመር ወፃእ ንዝኾነ ክፍሊት ኣብ መስመር መመልከቲ ክተቕርብ ትኽእል ኢኻ ።  ናይ ኣህጉራዊ በረራታት ግዝያዊ ስጉምትታት ኣሎ እዚ ድማ እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ዝግምግሞን ዘመሓይሾን እዩ። ካብ ኣውስትራሊያ ንኽትወጽእ ብዛዕባ ዘሎ ቅድመ ኵነታት ዝበለጸ መረዳእታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ   .





ብ ናይ NSW ሕብረ ብዙህ ባህሊታት ኣገልግሎት ሓበሬታ ጥዕና ዝተቶርጎመ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ርኸቡ:


ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝኣታት ዘለዉ መመርመሪ ከባቢታት:


 
 

ኣብ ነፍሲወከፍ ግዝ ኣት ብዛዕባ ዝወሃብ ደገፍ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ርኸቡ:

 
 

Share
Published 2 August 2021 6:29pm
Presented by SBS/ALC Content
Source: SBS


Share this with family and friends