ሚኒተር ጉዳያት ወጻኢ ፐኒ ዎንግ ድሕሪ 20 ዓመታት ዝምድና ምስ መጻምዳ ቀ/ሚኒተር ኣልበኔዝ ኣብ ዝተረኽበሉ ቃል ኪዳን ኣሲራ።

The couple's nuptials were held in Adelaide, with a guest list that included Prime Minister Anthony Albanese and other senior ministers.

Two women posing for a photo.

Foreign Minister Penny Wong (right) and Sophie Allouache have married after nearly two decades together. Source: Instagram / @senatorpennywong

ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ፔኒ ዎንግን ሶፊ ኣሉዋቸን ድሕሪ ናይ ኣስታት ዕስራ ዓመታት ዝምድና ቃል ኪዳን ፈጺመን።
እተን መጻምድቲ ብቐዳም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስን ላዕለዎት ሚኒስተራትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት ኣብ ኣደላይድ እየን ተመርዕየን ።

ክልተ ደቀን ናይተን ዝምርዓዋ ዘለዋ ጓል 11 ኣለክሳንድራን ጓል 8 ሓናን ፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት መርዓ ኣዋልድ ዕምባባ ከም ዝገበራ ተሓቢሩ ኣሎ ።

ሰኔተር ለበር ዝኾነት ሚኒስተር ዎንግ ብሰንበት ኣብ ኢንስታግራም ኣብ ዝለጠፈቶ ጽሑፍ ፡ "ብዙሓት ስድራ ቤትናን ፈተውትናን ነዛ ፍልይቲ መዓልቲ እዚኣ ምሳና ክካፈሉ ምኽኣሎም የሐጕሰና ወሰን የብሉን" ኢላ ።
ኣባል ፓርላም ሚሸል ሮውላንድ ካብቶም እንቋዕ ሓጐሰና ዝብሉ ሰባት ሓንቲ እያ ነይራ ።
"ኽልቴኽን ኣዚኽን ጽቡቓት!" ኢላተን ።
ሚኒስተር ዎንግ ብ2002 ናብ ፌደራላዊ ባይቶ ምስ ኣተወት ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዝነውሐ ጟል ኣንስተይቲ ሚኒስተር ክትከውን ዝኸኣለት እያ።
A mother smiling while holding her daughter while the daughter's other mother smiles and holds her hand.
Penny Wong (right) with partner Sophie Allouache and their daughter Alexandra in Adelaide, 2011. Source: AAP, Supplied / Penny Wong

Share
Published 28 March 2024 2:30pm
Source: AAP


Share this with family and friends