ኣብ ናዕቢ ካፒቶል ሂል ጅግንነቱ ዘመስከረ ኢዩጂን ጎድማን ኣብግዜ ጽምብል ምረቓ ንካሜላ ሃሪስ ዓጂብዋ።

ኢዩጂን ጉድማን ኣብ ህንጻ ሰኔት ዝነበረ ናዕቢን ዕግርግርን ብዘርኣዮ ተባዕ ስጉምቲ ናይ ምክልኻልን ምምላስ ናዕበኛታትሞጎስ ረኺቡ እዩ።

Eugene Goodman escorted Vice President Kamala Harris to the ceremony.

Eugene Goodman escorted Vice President Kamala Harris to the ceremony. Source: AP

እቲ ናይ ካፒቶል ሂል ፖሊስ ኦፊሰር ኣብ እዋን ዕግርግር ካፒቶል ሂል ብዘር ኣዮ ተባዕ ስጉምቲ ከም ሞሳ ንምክትል ፕረሲደንት ፓመላ ሃሪስ ኣብ እዋን ጽምብ፡ ናብቲ ስነስርዓት ዝግበረሉ ዓጂብዋ ክኸይድ ሞጎስ ረኺቡ።

ኢዩጂን ጉድማን ኣብ ህንጻ ሰኔት ዝነበረ ናዕቢን ዕግርግርን ብዘርኣዮ ተባዕ ስጉምቲ ናይ ምክልኻልን ምምላስ ናዕበኛታትሞጎስ ረኺቡ እዩ።
Eugene Goodman has recently been promoted.
Eugene Goodman has recently been promoted. Source: AP
ኣብቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብብዙሕ ሚልዮናት ዝተዘርግሐ ናይ ቪድዮ ምስሊ፡ ሚስተር ጉድማን ጉጅለ ናዕበኛታት ናብ ኣስካላ ከሳጉግዎ ንሱ ክከላኸልን ድሕሪ ምጽናሕ ከይ ኣትዉ ደው ኣቢልዎም ድሕሪ ምጽናሕ ካል ኦት ደገፍቲ ፖሊስ ምስረኸበ ካብቲ ህንጻ ከውጽኦም ኪኢሉዩ።
ዝሓለፈ ሰሙን ሰለስተ ኣባላት ሓጋጊ ኣካል መንግስቲ ኣመሪካ፡ ሚስተር ጉድማን ኣብ እዋንቲ ዕግርግር ህይወት ኣባላት ሰነት ብምክልኻሉ ናይ ኮንግረስ ሜዳልያ ወርቂ ክሽለም እማመ ኣቕሪቦም ኔሮም።

 


Share
Published 21 January 2021 12:40pm
By Jarni Blakkarly


Share this with family and friends